#ኣገዳሲምኽሪ#ብዛዕባ #ኮሮናቫይረስ

እባክዎ እነዚህን 7 ወሳኝ ነጥቦች ያስታውሱ! 1. ሻይ ፣ ሾርባ ፣ ትኩስ ውሃ …ወዘተ በብዛት ይጠጡ። ትኩስ ነገሮች መጠጣት ቫይረሱን ይገድበዋል፡፡ ቫይረሱ ከ26-27 ዲግሪ ሴንቲግሬድ ሙቀት መቋቋም ስለማይችል ይሞታል። 2. ለራሳችሁና ለሁሉም ደህንነት ስትሉ በጣም በተደጋጋሚ እጆቻችሁን ታጠቡ፡፡ 3. በጣም የቀዘቀዘ ውሃ አትጠጡ። የበረዶ ኩቦችን ወይም አመዳይ/Snow አትመገቡ! 4. የምትችሉ ሁሉ የጸሐይ ሙቀት ተቀበሉ። ምክንያቱም ከላይ እንዳልነው ቫይረሱ ከ26-27 ዲግሪ ሴንቲግሬድ ሙቀት መቋቋም ስለማይችል ይሞታል። 5. የኮምፒውተራችሁን ኪ-ቦርድ እና ማውዝ በጸረ- ተህዋስ በሚገባ አጽዱ፡፡ 6. በፍፁም መጨባበጥን ያቁሙ። ከአላስፈላጊ ስብሰባ ራስዎን ያርቁ። 7. ኢትዮጵያን የሚጠብቅ አምላክ አይተኛምና አዲስ አበባ የተገኘው ቫይረስ በዛው እንዲገታ እና በመላው ሃገሪቱ እንዳይዛመት ሁላችሁም በየእምነታችሁ ፀልዩ።

#ኣገዳሲምኽሪ
#ብዛዕባ #ኮሮናቫይረስ

እዚ ምኽሪ ካብ ሓደ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪቱ መጽናዕቲ ካብ ዝገብር ዘሎ ሓኪም ዝተመሓላለፈ እዩ።

ኮሮና ቫይረስ ካብ ካልኦት ዓይነት ቫይረሳት ብመጠኑ ዝዓበየ ኮይኑ (400-500 micro diameter) ዘለዎ እዩ።

በዚ ቫይረስ ዝተበከለ ሰብ ክህንጥስ እንከሎ እቲ ቫይረስ ክሳብ #3ሜተር ርሕቀት ክጓዓዝ ይኽእል። ብድሕሪኡ ናብ መሬት ይወድቅን ናብ ሰብ ምትሕልላፍ የቋርጽ።

እዚ ቫይረስ ኣብ ሓጺን መሳሊ ነገር እንተድኣ ዓሊቡ ግና ክሳብ #12ሰዓት ናይ ምጽናሕ ተኽእሎ ኣለዎ።

ስለዚ ዝኾነ ዓይነት ሓጺን እንተድኣ ተንኪፍኩም ብፍላይ ድማ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ( ንጓዓዓዘሉ ቦታታት፡ መደገፍ ኣስካላታት፡ ሊፍትን ካልእን መሳሊ ሓጺን ምስንትንክፍ) ኣእዳዉና ብሳሙና ክንሕጸብ ይግብኣና ይብል።

ብዝኾነ መንገዲ ከይተሓጸብኩም ኣይትመገቡ፡ዓይንኹም፡ኣፍንጫኹም ብሓፈሻ ድማ ገጽኩም በእዳዉኩም ኣይትተንክፉ።

ዝኾነ ዓይነት ደረቅ ሰኣል፡ ምንቃጽ ጎሮሮ፡ ጸገም ናይ ኣተነፋፍሳ፡ ንሰሙን ዝኣክል እንተድኣ ኣጋጢምኩም ድማ ተቀላጢፍኩም ናብ ሕክምና ኪዱ።

ካልእ ኣገዳሲ ነገር፡ ብድንገት እቲ ቫይረስ ናብ ሰብነትና ኣቲዩ እንተድኣ ኮይኑ፡ ናብ ሰናቡእና ከይበጽሕ ማይ ብምስታይ ነቲ ዝኣተወ ቫይረስ ናብ ከስዐና ከምዝወርድን፡ በቲ ኣብ ከስዐና ብዝርከብ ኣሲድ ንክመዉት ክገብሮ ተኽእሎቶት ስለዘሎ ማይ ምዝዉታር ኣይትረስዑ።

እዚ ቫይረስ ኣብ ቀረባ እዋን ክታበት ንክርከበሉ ሓኻይም ኣብ ምጽኣር ይርከቡ ስለዘለዉ ክሳብ ዝርከበሉ ልዑል ዝኾነ ጥንቓቀ ግበሩ ይብል።

ነዛ ጽሕፍቲ እንተፈቲኹማ ላይክ፡ ኮመንት፡ ሼር ምግባር ኣይንረስዕ።

ጥዕና ይሃበለይ
ሓበሬታ ሓይሊ እዩ!
#ፓሎ-ዘ-ፓራዲዞ
11/03/2020

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *